ምክፍፋል መግቢ

እንታይ
ምክፍፋል መግቢ ንኣበርክቶ 3 CHF

ብቑዕ ምዃን
ኣብ ደረጃ መነባብሮ ዝነብሩን ናይ IV ጡረታ (ስንክልና) ወይ EL ካሕሳ (ተመላላኢ ጥቕሚ) ዝረኽቡን ሰባት።
ማሕበራዊ ሓገዝ ዝረኽቡ ወይ ናይ ዑቕባ መሰል ዘለዎም ወይ ድማ ካብ ኮሙን ተዛማዲ ናይ ምርግጋጽ ደብዳበ ከቕርቡ ዝኽእሉ ሰባት።

ኣንፈት
ፌግ ግዋት
ኣይዘንባህንስትራሰ 58
3645 ግዋትስ
FEG Gwatt
Eisenbahnstrasse 58
3645 Gwatt

ኣብ ነፍሲ ወከፍ 1ይ፣ 3ይ + 5ይ ረቡዕ ናይ ወርሒ
ካብ ሰዓት 9፡00 ቅ.ቀ - 10፡30 ቅ.ቀ
(ኣብ ሰዓት 8.30 ምክፍፋል ቁጽሪ ትኬት ቅደም ተኸተል ምእታው ንምውሳን)